https://tenders.milkta.com/ti/display/13276

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ፅሬት ዘለዎ ዕፉንን ጣፍን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 9, 2016 11:02 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት 5/3/2016 ዓም

1 ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል አብ ከተማ መቀለ ኮይኑ ኣብ ቤት ምክሪ ኢንሹራንስ መድን ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ጽሕፈት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ስራሕቲ ንግዲ ጉና ካብ 3/3/2016 ዓም ከሳብ 8/3/2016 ዓም ኣብ ዘሎ እዋን ምዉሳድ ትክእሉ

2 ዝኮነ ሐበሬታ ንምሕታት ድማ ብቁፅሪ ስልኪ ሞባይል 0914708814 /0914012682 /0913967695