ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 25, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተ.ቁ

ዝርዝር ኣቁሑት

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Printer laser Jet 

ብቁፅሪ

09

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለየ ቁፅሪ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ብሮፎርማ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 69 44

ጨረታ መደብ