https://tenders.milkta.com/ti/display/11108

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 30, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተ.ቁ

ዝርዝር ኣቁሑት

መዐቀኒ

በዝሒ

1

Printer laser Jet 

ብቁፅሪ

09

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለየ ቁፅሪ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ዝተመዝገበሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ብሮፎርማ 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 69 44