ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ን ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 16, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም ፣ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን
2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/07/2012 ዓ/ም 11:30
3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል