https://tenders.milkta.com/ti/display/11005

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ን ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 18, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም ፣ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩምን

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/07/2012 ዓ/ም 11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል