ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ስ/ሰርቪስ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 4, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ናይ ቀረባ እዋን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈልኩምን

ጨረታ መደብ

s