https://tenders.milkta.com/ti/display/10847

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ስ/ሰርቪስ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ዲኮር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፐሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 08/07/2012ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኽፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ዝተመዝገብሉን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ናይ ቀረባ እዋን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኽፈልኩምን