ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና ጎማ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 13, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም
2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 12/05/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 15/05/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት
3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ
4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22