https://tenders.milkta.com/ti/display/10199

ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ናይ መኪና ጎማ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 15, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ፣ ቲን ቁፅሪን ዝተሓደሰ መቕረባይነት መስ ፕሮፎርማ ሰነድ ዓሺጎም ከቅርቡ ኣለዎም

2 እዚ ፐሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 12/05/2012 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 15/05/2012ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3፡30 ምቅራብ ትክእሉ እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 15/05/2012ሰዓት 4፡00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ትካላት ኣብቲ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክዕርፈሉ ኣለዎ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 99 22