ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያን ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእን ከስርሕን ይደሊ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ካብ 12/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከ/ስ/ዕ/ንብረት ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 28, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 28, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን

Tigray Region Electric Utility invites bidders for the procurement of 15KV & 33KV Protection Materials

መዝግያ ቀን Hidar 14,2013 e.c 8:30 after noon
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትHidar 13,2013 e.c 9:00 after noon
ቦታMekelle
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ209,047.52
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ4,000.00
የተለቀቀበት ቀን

ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ናዕዴር ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ዘባ ማእኸል ወረዳ ናዕዴር ጣብያ ተርገይ ዝርከብ ኣብ ጥዕና ጣብያ ዝርከብ 1 ብሎክ ኤምሲኤች ዋን ንምስራሕ ኣብ መላአ ትግራይ ትርከቡ ብደረጃ 8ተ BC /GC ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ብተሳጋሪ ፕሮጀክት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 2, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 2, 2013 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮሮም ኣብ 2013ዓ/ም ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 መገጣጠምን ቱቦን ቆፃርን ሎት 2 መለዋወጢ ሞተር ማይ / ፓምፕ/ ሎት3 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ሎት 5 ኣቅሑ ፅሬት በቢ ዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሕዳር 4, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 5, 2013 9:00 ጥዋት
ቦታኮረም
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s