Closed
ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ፣ ሎት 1 ናይ መኪና ጎማ ስፔር ፣ ሎት2 ሽም ዝርዝር ብማይካ፣ ክስረሐሉ ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ አወዳዲሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም
መዝግያ ቀን ሕዳር 3, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 4, 2013 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን