ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ፀባ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 23, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 19/02/2013ዓ/ም እስካብ 23/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 23/02/20132ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57

ጨረታ መደብ