ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት መቕረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከተሕትም ስለ ዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2013 10:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 19, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 20/02/2013ዓ/ም ሰዓት10፡00 ድ/ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቅርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

ጨረታ መደብ