ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ማለት ላፕቶፕ ኮምፒተር ፕሪንተር ስቴብላይዘር ዋየር ለስ ማዉዝ ድባይደር ተሓዛሊ ቦርሳ ላፕቶን ቻርቸር ናይ ላፕቶፕን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤
2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤
3 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 04/03/2013ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 8:30 ይኸውን።
4 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 3000.00 ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
6 መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።