ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ብሎኬት ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ነጋዳይ ምስቲ ዘቕርቦ ተዛማድነት ዘለዎ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል ተመዝጋቢ ዝኾነን መምርሒ የማልእን ይግደድን እዩ፣

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/02/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 4፡00 ይከዉን

4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ