ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ብሎኬት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ተወዳዳሪ ነጋዳይ ምስቲ ዘቕርቦ ተዛማድነት ዘለዎ ሕጋዊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእለ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎን መቅረባይነት ዝተሓደሰ ከቕርበ ዝክእል ተመዝጋቢ ዝኾነን መምርሒ የማልእን ይግደድን እዩ፣
3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/02/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/02/2012 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት 4፡00 ይከዉን
4ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረተ በሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ