ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን ቲን ቁፅሮምን ኮፒ ሰነድ ዘቅርቡ
2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብሲፒኦ ከቕርቡ ይግባእ
3 እቲ ሕትመት ንምቅፃል ሓደ ኮፒ ሰሪሖም ከቕቡ ኣለዎም ድሕሪ ስምምዕነት ሙሉእ ሕትመት ይቅፅል
4 ተጫረቲ ዝሰርሕሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተማሊኡ ካብ ዕለት 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ 30/12/2011 ሰዓት 10፡00 ጥራሕ ኣብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቕ የእትዉ
5 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 01/13/2011 ሰዓት 3፡00 ይከዉን
6 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምኻኑ ክግለፅ ኣለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከም ዝኮነ ይቁፀር
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ኣድራሻና - መቐለ ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት ሆቴል መነን