ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ማሕበር ባህሊ ትግራይ መፅሓፍ ታሪክ ኢትዮዽያ ከሐትም ይደሊ ብመሰረት እዙይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘንታት እተማልኡ አሐተምቲ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ እዚ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 1, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቓዶምን ቲን ቁፅሮምን ኮፒ ሰነድ ዘቅርቡ

2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብሲፒኦ ከቕርቡ ይግባእ

3 እቲ ሕትመት ንምቅፃል ሓደ ኮፒ ሰሪሖም ከቕቡ ኣለዎም ድሕሪ ስምምዕነት ሙሉእ ሕትመት ይቅፅል

4 ተጫረቲ ዝሰርሕሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፌርማን ተማሊኡ ካብ ዕለት 20/12/2011ዓ/ም ክሳብ 30/12/2011 ሰዓት 10፡00 ጥራሕ ኣብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቕ የእትዉ

5 እቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 01/13/2011 ሰዓት 3፡00 ይከዉን

6 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምኻኑ ክግለፅ ኣለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከም ዝኮነ ይቁፀር

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ኣድራሻና - መቐለ ከባቢ ባዛር ፊት ንፊት ሆቴል መነን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s