ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንተፃወቲ /ንተወዳደርቲ/ ብስክሌት ዝ/ዩ ናይ ስፖርት ኣቅሑ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይከውን፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406140/416963 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ