ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ንተፃወቲ /ንተወዳደርቲ/ ብስክሌት ዝ/ዩ ናይ ስፖርት ኣቅሑ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
ቦታ:
መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2011 03:31 ቅ/ሰዓት
መደብ:
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን
/
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይከውን፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406140/416963 ምድዋል ይከኣል፡፡