ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ምልክታ ሊዝ ጨረታ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 28, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 12, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 27/02/2011 ዓ/ም ንተኸታተልቲ 10 መዓልትታት ስራሕ ኮይኑ ሰነድ ጨረታ ምሻጥ ዝቋረፀሉ ድማ 11/03/2011  ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ.ቀትሪ ይኸውን። ሰዓት 11:00 ድ.ቀትሪ ድማ ሳንዱቅ ጨረታ ተዓሺጉ 12/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ.ቀትሪ ሳንዱቅ ጨረታ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-714444/0347-711520 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ