ፕሮፈርማ
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት ናይ ጀኔኔተር ባትሪ | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ቦልደን ባትሪ | 70 /A 12 V | ቁፅሪ | 02 | |||
ንትካልና ኩሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጀኔኔተር ባትሪ ንምግዛእ ስለዝደለየ ካብ ዕለት 13/08/2018 ዓ.ም ክሳብ 15/08/2018 ዓ.ም ሰነድ ፕሮፈርማ ንክትወስዱ ንዕድም።
ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዝሮም ኣለዉ ።
1. ንግዲ ፍቃድ ናይ 2018 ዝተሓደሰ ።
2. ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኸዕሉ።
3. ብመቕረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክትቀርቡ ትኽዕሉ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን 13/08/2018ዓ/ም ክሳብ 15/08/2018ዓ.ም 4 ስዓት ይኸፈት።
5. እቲ ፕሮፈርማ _ ኣብ ቁፅሪ 44 ዕደጋን ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር መፂኢኸም ንኽትወስዱ ንዕድም።
6. እቲ ፕሮፈርማ ከም ዉዕሊ ይሕሰብ
7. እቲ ፕሮፎርማ እንተዘይ ተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
8. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914486195/0914008094/ ምሕታት ይከኣል።
ምስ ሰላምታ
ድሕሪት