ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::
ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት
1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::
3 ናይ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ብር 100 ቅርሺ ይኸውን::
4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/04/2018 ዓ/ም –05/05/2018 ዓ/ም ይከውን::
5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 05/05/2018 ዓ/ም 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 05/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::
6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ኣለዎ::
7. ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
8. ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩ