ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 27, 2018
posted: ቅድሚ 9 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
bidding: search status closed

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ንትካልና ህዝቢ ርክብ (PUBLIC RELATION) ግልጋሎት ዝውዕል ማለት ስራሕቲ ዲጂታል ሚድያን ሕትመትን ስራሕትታት ክተስርሕ ሰለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1 ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2 ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቐት cpo ከትሕዝ ዝክእል::

3 ናይ ሰነድ መግዝኢ ዋጋ ብር 100 ቅርሺ ይኸውን::

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 27/04/2018 ዓ/ም –05/05/2018 ዓ/ም ይከውን::

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ 05/05/2018 ዓ/ም 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 05/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ኣለዎ::

7. ናይቲ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::

8. ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩ


ጨረታ መደብ

s