ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ብ2017 ዓም በጀት ዓመት በቤት መዘጋጃ ዝከዉን መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስተመዝጋቢ ምካኑ ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኑ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናመበር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ካብ 8/5/2017 ዓም ክሳብ 22/5/2017 ዓምኣበ ዘለዉ ተከታተልቲ መዓልቲታት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወሰዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ

3 ሳንዱቅ ጨረታ 23/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ከሚቴ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ክክፈት እዩ

4 ብተወሳኪ ድማ ኣብ እዋን ጨረታ ሕጋዊ ወካለቶም ክረከቡ ይክእሉ እዩም እንተዘይተረኪቦም ግን ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ጥራሕ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም

6 ኣብ ዝተመለአ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩ ፊርማ ከዓርፎ አለዎ ፊርማ ዘይብሉ ስርዘ ድልዝ ድማ ካብ ጨረታ ዉድቂ ይከዉን

7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348419012  0914721573

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s