ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ብ2017 ዓም በጀት ዓመት በቤት መዘጋጃ ዝከዉን መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስተመዝጋቢ ምካኑ ናይ ወርሒ ሕዳር 2017 ዓም ሒሳብ ዘወራረደሉ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ምካኑ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናመበር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ካብ 8/5/2017 ዓም ክሳብ 22/5/2017 ዓምኣበ ዘለዉ ተከታተልቲ መዓልቲታት ብምምፃእ ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወሰዱ ከምትክእሉ ብምፍላጥ
3 ሳንዱቅ ጨረታ 23/5/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ብምዕፃዉ ሕጋዊ ከሚቴ ዘለዉሉ ልክዕ ሰዓት 4:30 ክክፈት እዩ
4 ብተወሳኪ ድማ ኣብ እዋን ጨረታ ሕጋዊ ወካለቶም ክረከቡ ይክእሉ እዩም እንተዘይተረኪቦም ግን ጨረታ ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ጥራሕ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ አለዎም
6 ኣብ ዝተመለአ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዩ ፊርማ ከዓርፎ አለዎ ፊርማ ዘይብሉ ስርዘ ድልዝ ድማ ካብ ጨረታ ዉድቂ ይከዉን
7 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0348419012 0914721573
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት