ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምካኖም መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ  23 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሬት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2 ጥሪ 2016 ሰዓት 11:30

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3 ጥሪ ሰዓት 4:00

ድሕሪት
ጨረታ መደብ