ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 3, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ታሕሳስ 29, 2016
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም
2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክቅርብ ዝክእል
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም
4 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምካኖም መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ
5 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሬት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም
6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2 ጥሪ 2016 ሰዓት 11:30
7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3 ጥሪ ሰዓት 4:00