ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ዓመት ንቤት ዕዮኡ ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ናይ ኣናእሽተይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 4:32 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መስከረም 28, 2013 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ተጫራቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምቕራብ ዝኽእል
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ምቕራብ ዝክእል
4 ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ምቕራብ ዝኽእል
5 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈለ ካብ እቶት ጉሙሩኽ በዓል ስልጣን ኣብ ጨረታ ንኽሳተፍ ዝተወሃቦ ምስክር ወረቀት ክሪላንስ ከቅርብ ኣለዎ
6 ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእኸላዊ ስታቲክስ ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ማ/ወ/ኮ ጨረታ ኣብ ዝተዓፀወሉ ብዕለት 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኽፈት
11 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 73 30 00