ናይ ማ/ወ/ኮ/ማ/ድ/ወ/ዕድጊት ብናይ 2013 በጀት ዓመት ዓመት ንቤት ዕዮኡ ዝኮኑ ዝተፈላለዩ ናይ ኣናእሽተይ መኪና ጎማን መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2013 4:32 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫራቲ በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምቕራብ ዝኽእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ምስክር ወረቀት ምቕራብ ዝክእል

4 ናይ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ምቕራብ ዝኽእል

5 ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝኸፈለ ካብ እቶት ጉሙሩኽ በዓል ስልጣን ኣብ ጨረታ ንኽሳተፍ ዝተወሃቦ ምስክር ወረቀት ክሪላንስ ከቅርብ ኣለዎ

6 ተጨረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእኸላዊ ስታቲክስ ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ማ/ወ/ኮ ጨረታ ኣብ ዝተዓፀወሉ ብዕለት 03/02/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኽፈት

11 እቲ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 73 30 00

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s