ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000.00
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 17, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ

  1. ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
  2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 (ሳላሳ ቅርሺ) ጥራሕ ዝከፍል
  3. ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 03/06/2008 ዓ/ምÂ ክሳብ ዕለት 17/ 6/2008 ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
  4. ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 03/ 05 /2008 ዓ/ም ዝዕፀወሉ ዕለት 17/ 6/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00
  5. እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዕለት 17/6/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  6. ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ከተማ ዕሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁ-6
  7. ጨረታ መክበሪ ብር 20000 (ዒስራ ሽሕ) ብሲፒኦ ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
  8. መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽይጥ ምካና ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347730269

ድሕሪት
ጨረታ መደብ