ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትወርክሾፕን ንብረት ክፍሊ ከስርሕ ስለዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 17, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ የካቲት 3, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
bidding: search status closed
ንካልኣይ ግዘ ዝወፀ
- ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
- ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 30 (ሳላሳ ቅርሺ) ጥራሕ ዝከፍል
- ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 03/06/2008 ዓ/ምÂ ክሳብ ዕለት 17/ 6/2008 ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
- ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 03/ 05 /2008 ዓ/ም ዝዕፀወሉ ዕለት 17/ 6/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00
- እቲ ጨረታ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ዕለት 17/6/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፈት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ከተማ ዕሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁ-6
- ጨረታ መክበሪ ብር 20000 (ዒስራ ሽሕ) ብሲፒኦ ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
- መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽይጥ ምካና ንሕብር
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347730269