ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈሳ ሳሙና በዓል 1 ሊትሮ በዝሒ 1000፣ ኦሞ 200 ግራም በዝሒ 1500 ፣ ዓባይ ባራለኪና ቤስት /ተመሳሳሊ በዝሒ 200

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል

4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት9፡30 ይኽፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s