ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ / ፈሳ ሳሙና በዓል 1 ሊትሮ በዝሒ 1000፣ ኦሞ 200 ግራም በዝሒ 1500 ፣ ዓባይ ባራለኪና ቤስት /ተመሳሳሊ በዝሒ 200
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ነሓሰ 1, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል
3 ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል
4 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/12/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት9፡30 ይኽፈት
5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 47 15