ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ትግራይ ማርቸድስ ሞዴል 1924 ዝዓይነታ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 24, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 30, 2012 08:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ዝተሃደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ