ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ትግራይ ማርቸድስ ሞዴል 1924 ዝዓይነታ መኪና መለዋወጢ ስፔር ፓርት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለዉ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 30, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 24, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን
2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ዝተሃደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ
4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 24/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 77