ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ፣ አብ መቕረበቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉን ናምበር ዘቅርቡ
2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ዶክመንት 1 ፎቶ ኮፒ ከቀርብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ ዘቕርቡ
3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይኽፈት
5ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 20 51 23/09 37 02 35 98