https://tenders.milkta.com/ti/display/10991

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስን ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ን 2011ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 5, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 6, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ፣ አብ መቕረበቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ዘቅርብን ናይ ቫት ወርሓዊ ሪፖርት ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉን ናምበር ዘቅርቡ

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ዶክመንት 1 ፎቶ ኮፒ ከቀርብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ ዘቕርቡ

3 ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ብር 50 ብር 4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት 05/08/2012ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይኽፈት

5ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 20 51 23/09 37 02 35 98