ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት : ሎት ሰለሰተ ፅሬት አቁሑት: ሎት ኣርባዓተ ሕትመት: ሎት ሓሙሽተ ስፖርት ዕጥቂ : ሎት ሽድሽተ ናይ መካይን ስፔር ጎማን :ሎት ሸዉዓተ ሞቶር ሳይክልን ስፔርን ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ሕትመት :ሎት ሰለስተ ኣቅሑት ፅሬት : ሎት ኣርባዕተ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን : ሎት ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መኪና : ሎት ሽድሽት መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ሎት ሽዉዓተ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ጎማታት : ናብ ዝተፈላለዩ ጣብያታትን ከተማታትን መጎዓዝያ መኪና : ፅገና መኪና ጋራጅ : ሎት 10 መሳርሒ ህንፃ በቲ ዘፍረ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 2, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኦፍላጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒመለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲመኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎትዕድጊት ኸቢደ መሺን
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እነዳስላሴ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም HDP ን GI ትቦን መገጣጠምን : ክሎሪን :ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ፓምፕታትን አቁሑተ መለዋወጢ ኤለክተሮኒክ ናየ ማይ አቁሑት ቤተ ፈተና ወይድማ ላብራቶሪ መሳርሒ ፅሕፈት ኤለክትሮኒክሰን ከምዉን ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሽረጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትላብራቶሪይን መሳሪሒታተናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ 2011 ዓም መሳርሒ ፅሕፈት: አቁሑት ቢሮ: መለዋወጢ አቁሑት መኪና :መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን: ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ናይ 2010 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳ እንደርታ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሰርሕቲ ሕትመት :መለዋወጢ አቁሑት መካይንን ሞተር ሳየክልን :መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት :ኤለክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 19, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 23, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓም ንኣብየተ ፅሕፈት እቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክተሮኒክስ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ፅሬት : ጉልበት ዋጋ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን : ጉልበት ዋጋ ፅገና ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 15, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 3, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ጋንታ አፈሹም ጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር 300KVA standby Generator ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 10, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 14, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2011 ዓም ኣቅሑት ፅሬት: ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሞተርሳይክልን : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ ኣቅሑትን: ናይ መኪና ፅገና ጉልበት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 18, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሕንጣሎ ዋጅራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ናይ ጀነሬተር 250KVA ንብረት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ንዕድምዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 30, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 3, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2010 ዓም በጀት ዓመት ጎሓፍ መቃፀሊ ማሽን ማለት እዉን ጨና ኣልቦ መቃፀሊ ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 5, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 15, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን