ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ France embassy ብምትሕብባር at Negash construction ተጀሚሩ ዝጸነሐ labor, technical expertise, supervision and work man ship ኣወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝድለየት ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 (4 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
... ፅቲ ልዕሊ ግሬድ ቢም እስካብ 6 ሜትሮ ዝርክቡ ናይ ኩሎም ዓንድታት /columns /፣ ቢም / Beams/ ፣ ስላብ /Mezzanine slab/ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 (8 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
... ምምሕዳር ኣደራሽ ህንፃ ንምስራሕ ስለዝደለና ነዚ ንምስራሕ ደረጃ 7 ልዕሊኡን BC ወይድማ GC ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 (8 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (19 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:እንዳባ ጉናጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ዋሕስ ናይ ገዛ ቑጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዳዕሮ ሓወልቲ ክ/ከተማ መቐለ B+G+10 ናይ ብሎኬት መንደቕ (HCB works) ሰራሕቲ ክነስርሕ ሰለዝደለና ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 23, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር አትክልት ፍራምረን ማእኸል ዕዳጋ መቀለ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ መቀለ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ቦታ ኣብ ሚዘር 70 ካሬ ንዝስራሕ ፕሮጀክት ናይ ስትራክቸራል ኤሌክትሪካል ኮንዲት ዝርገሐን ሳኒተሪ ዝርገሐን G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕዳጋ (mall) ናይ ስትራክቸራል ስራሕ ናይ ኮንስትራክሽን ትካላት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
አብ ዘባ ማእክለ ትግራይ ወረዳ ኣበርገላ የጭላ ንቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ በጀት ዓመት 2018 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ የጭላ ከባቢ ዳታዘዛ ቦይ ፋኛትራ ወይ ተፋሰስ ብደረጃ 8 ኣናአሽተይ ዘፈር ጠቅላላ ስራሕቲ ህንፃ መነግዲ ስራሕቲ GC ዘጠቃለለ ወይ ከዓ ዘፈር ስራሕቲ መንገዲ RC ደኣንት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:የጭላጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲንመንገዲን ድልድልን ስራሕቲን
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ቤት ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 16 ሎታት ከፋፊሉ ኩሸና (kichen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 (22 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ዩኒን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ከተማ ኣክሱም ሐዉልቲ ዩኒን ናይ ዝስራሕ ነቲ ፕሮጀክት መክዚን መካቢያ እንዳወርዳያ ገዛ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተዋፈሩ ሕጋዊያን ናይ ህንፃ ኮንትርክተራት BC ወይ ጠቅላላ ኮንትራክተራት GC ንግዲ ትካላት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 1, 2018 (27 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CRS ብዝተረኸበ ሓገዝ ኣብ ወረዳ ስሓርቲ ጣብያ ዓዲ ሽሻይ ቁሸት ዓዲ ህፃን ዝርከብ ዓዲ ህፃን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓዱሽቲ መምሀሪ ክፍልታትን ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ንምስራሕ ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ታሕታይ እግሪ ሓሪባ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ከምኡ እዉን ኣብ ክ/ከ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ማይ ወይኒ ቤት ት/ቲ ፅገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን፥ ) ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ሐዋፁ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዕገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 21, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 25, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን