ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሽም ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ከተማ እናዳባጉና ናይ ምምሕዳር ኣደራሽ ህንፃ ንምስራሕ ስለዝደለና ነዚ ንምስራሕ ደረጃ 7 ልዕሊኡን BC ወይድማ GC ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 20, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2018 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 143000.00
  • ቦታ: እንዳባ ጉና
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናታሪ ፈቃድ ምስክር ወረቀት ዘለዎን ዝተሐደሰ ከቅርቡ ዘይክእሉ ድማ ካብ ዝምልከቶ ኣካል መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ መቅረብቲ ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ፌደራል ተመዝገበቲ ዝኮንኩም ዝተሐደሰ ብሃርድ ኮፒ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ካብዚ ወፃኢ ዝቀርብ መረዳእታ ተቀባለነት የብሉን

3 ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ቫት ዲክላሪሽን ዘቅርብ

4 ናይ ቲን ምዝገባ ምዝገባ መረዳእታ ታክስ ክሊራንስ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብር 143000 አብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፍሊት መአዘዚ ቼክ ወይ ብጥር ገንዘብ ከቅርቡ አለዎም

6 ተጫረቲ ናይቲ እትጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 90 ተከታታሊ መዓልቲታት መሉእ ብመሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

7 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 17/6/2018 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ከይዲ ስራሕ ህነፃ ሽም ቤት ዘይምለስ 2000 ብር ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዩም

8 ተጫረቲ ናይ ዝተጫረትሉ ፕሮጀክት ሐደ ኦርጅናል ኮፒ ቴክኒካል ጨረታ ሰነድ ሐደ ኦርጅናል ክልተ ኮፒ ፋይናንሻል ጨረታ ሰነድ ብቅዓት መረጋገፂ ስራሕ ተኮናታሪ ፍቃድ ምስክር ወረቀት ንግድ ስራሕ ፍቃድ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሐለፈ ወርሒ 2018 ዓም ቫት ዲክላሪሽን ናይ ቲን ምዝገባ ሰርተፊኬት ነንበይኑ ብምዕሻግ መሊስካ ኣብ ዓብይ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ዝባን እቲ ፖስታ ሽምን ኣደራሽን ኦርጅናልን ኮፒን ተፃሒፍሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ እንዳባጉና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሽም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ

9 ተጫረቲ ኣበቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊእኩም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ሰነድ ጨረታ ፊረማን ማህተምን ሃቲሞን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽይጥ ዝነበሮ ከየኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም

10 ኩሎም ተጫረቲ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ጨረታ ተዓፅዩ ኣበ ተመሳሳሊ ዕለት 17/7/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንዳባጉና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሽም ቁፅሪ ሐደ ጨረታ ይክፈት

10 እቲ ከይዲ ስራሕ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0926793144 0921709503 0914814774

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (367)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s