ኣብያተ ፍርዲ ወረዳ ላዕላይ ማይጨውን ከተማ ኣክሱምን ኣብያተ ፍርዲ ንኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣናእሽተይ ኣቑሑት፣ኣቑሑት ፅሬት፣ ሕትመት፣ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቑሑት ቢሮ ፣መለዋወጢ ኣቑሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመት፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸራት ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ሞተር ሳይክል ስፔር፣ብስክሌትን ሳይክል ስፔርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ።በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትኽእሉ ሕጋውያን ተጫረቲ ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዉቅሮጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : መሳርሒ ፅሬት : ናይ መኪና መለዋወጥን ኣቑሑን ጎማን ባትርን: መለዋወጢ ኣቑሑትሳይክል፣ ስፖርታዊ ዕጥቂ :ክሎሪን ፣ መለዋወጢ ኣቑሑ ሞተር ሳይክል፣ሞተር ሳይክል ሞባይልን መለዋወጢ ኣቁሑት ሞባይል፣ ናይ ፓምፕ ኣቅሑት ፣HDPR PPRን ቱቦታትን መገጣጠሚኡን ፣ብረት ቱቦ መገጣጠሚን ቆፀርቲ ማይን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊያን ነጋዲ ዝኾንኩምዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 15, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ኤስዲጂ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይ ኢነርጂ ግልጋሎት ዝዉዕል ዓብይ ናይ ማይ ሞተር ፓምፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 1, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣስገለ ፅምብላጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ፅገና ጋራዥ ሞተር ሳይክል ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክፅግንን ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ክልተ ኣዉላዕሎጨረታ መደብ:ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንፅገና ሞተርሳይክልፅገና ተሽከርካሪዕድጊት ሞተርሳይክል
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ Building Electrical installation ፣መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ፣ መሳርሒ ሓፂን መፂንን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ኣፅቢ ወንበርታጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ደጎዓ ተምቤን ጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዮ ዓይነት መካይን: ሞተር ሳይክልን :ጀነሬተርን ስፔር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 3, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን
ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣላማጣ ንማእኸሉ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት፣ ናይ ምርምር ኣቑሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልጺ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 29, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒፍዮሪን ሆልቲካልቸርኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንላብራቶሪይን መሳሪሒታተ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት ማለት ፣ ዴስክ ኮምፒዩተር በዝሒ 20 ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I7በዝሒ 17፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተር core I5 በዝሒ 3፣ ግራፊክ ንሚድያ ዎርክ ሾፕ ስቴሽን ዝኾና ኮምፒዩተራት በዝሒ 14፣ ኤየር ኮንዲሽነር በዝሒ 2፣ ጀነሬተር በዝሒ 1 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐሪቡ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንኸተጫረቱ ብኽብሪ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን