ኣብ ትሕቲ ስራሕ ኣማራርሓ ቦርድ ማሕበር ጉድኣት ኲናት ትግራይ ክልተ ዘፈራት ማለት ዘፈር ምግባረ ሰናይን ዘፈር ንግድን ዘለዎ ኮይኑ ንኹሎም ኣካላት እቲ ማሕበርን ትካላቱን ናይ ሕጊ በዓል ሞያ ብኩንትራት ቆፂሩ ምኽርን ጥብቅናን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 29, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።