ትካልና መስፍን ሓፂን መፂንን ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማህበር ዘገልገላ 11 (ዓሰርተ ሓድ) ኣናእሽቲ ተሽከርከርቲ ብዘለዎኦ ኩነታትን ኣብ ታሕቲ ሰደቓ ብዝተቐመጠለን ዝርዝር ዋጋ መሰረት ክሸይጥ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።