ኣብ መንጎ ናይ አፈፃፅማ ክትዕ ጉዳይ አመልክቱ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 (ልዕሊ 3 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ሓራጅ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ብሽም ኣፈ/ተከሳ ኣይተ ኪዳነ ኣረፋይነ ዝፈለጥ መኪና ብሰብ ሙያ ብዝገመትዎ መሰረት ብመበገሲ ዋጋ ብር 199160.4/ ሓደ ሚኢትን ቴስዓን ትሽዓንተን ሽሕን ሓደ ሚኢትን ሰሳን 60/100 ተጫሪቱ ንክሽየጥ እቲ ዝተገለፀ ዝጫረት እንተሃልዩ ንዕለት20/01/2013ዓ/ም  ሰዓት 4፡00 ተተረኪቦም ንክጫረቱን ሰዓራይ ትክእሉ ምኻንኩም ሓድነት መጋባእያ ቤት ፍርዲ ኣዚዙ ጨረታ ዝካየደሉ ግዜ ካብ 4፡00 ሰዓት  እስካብ 6፡00 ሰዓት ቅድሚ ቀትሪ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ