... ሳሲ ዝኾኑ፦ ኮንክሪት ቱቦ ንውሓት 2.6 ሜትር ዲያሜትር ብ 1.2 ሜትር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ መሰቦ ቁሸት ሓረና ዝርከብ ቤዝ ኮርስ ጠጠር ክሽየጥ ወሲኑ ኣሎ::ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 11, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: በቢ ዘርፉ ይፈላለ እዩ ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅካልኦት ዝሽወጡ
ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ጣብያ ማርታ ፍሉይ ቦታ ሓሚዳይ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ እንዳ ኣፈ ከሳሰ ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር መኽዘን ዝርከብ በዝሑ 3520 /ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ዕስራን/ ባዶ ጥርሙዝ ዝሓዘ ናይ ዳሽን ቢራ ካሳ ብመበገሰ ዋጋ ንሓደ ካሳ ብር 555.00 /ሓሙሽተ ሚኢትን ሓምሳን ሓሙሽተን ብር/ ብጨረታ ክሽየጥዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅካልኦት ዝሽወጡ
... ማስታወቂያዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ንናዉቲ ኢንድስትሪያል ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 11, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ናይ ኢ/ማቴሪያል ዉፅኢት ማዕድንን፣ ፅሕፈት መሳርሕን ስነ ሂወታዊ ዘርእታትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትንስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻፍዮሪን ሆልቲካልቸርኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ኣቁሑትን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ኢንድስትሪያል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ኣቅሑት ኢንድስትሪያል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባጨረታ መደብ:ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ሮብጨረታ መደብ:ህንፃ መሳርሒኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትሰራሕቲ ሓፂነ መፂን
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝተፈላለዩ ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ክዕድግ ይደሊ።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ