ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ናይ ኢንድስትሪያል ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2012 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መቕረባይነት መረዳእታ ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ ኣተሓሐሒዝኩም ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ 09/06/2012ዓ/ም ክሳብ 23/06/2012ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ን ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ እትክእሉ

5 እዚ ጨረታ 24/06/2012ዓ/ም ሰዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ  ይክፈት

6 እቲ ቤት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s