... ዌልደር ከምእ'ውን ጓንቲ ሌዘር ሓፂር ናይ ማሽኒስት ተደላይ ዓይነት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2018 (7 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት
ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ትካላትና ማለት እውን ደስታ በርሀ ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኖቤል ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣሕምልትን ፍራምረን ሕርሻን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ጣቢያ ካራ ዓዲ ሻዎ ቁሸት ኣራዳ ማንጉዶ ብቁዕ ሓይሊ ሰብን ዘተኣማምን መሓውር ንዘለዎም ሕጋውያን ናይ ሓለዋ ትካላት ሙሉእ ሓላፍነት ብምሃብ ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ሓለዋ
... ወይ ፕሮጀክታታት ናይ ሐለዋ ስራሕ ሕጋዊ ፈቃድን ልምድን ዘለዎም ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2018 (24 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 02:30 ቅደሚ ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ሓለዋ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france :food house hold and santetion items ጨረታ ኽትዕድግ ትደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 19, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኣቅርቦት ምግቢ ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር
ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ድሕንነት ንምኽባርን በቲ ዓይነት ስራሕ ብማሕበር ንተወደቡ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ሓለዋ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ ኩርቱ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን : ናይ ፅሬት ጎንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2018 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 5, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓድዋጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ መምረትን መከፋፈልን ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ንሓሚዳይ ንዝርከብ ቢሮን ስቶርን ዝሕልዉ ዋርድያታት ምስ ዘቕርብ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ትካል ውዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2018 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቶም ቀፂሎም ብሎት ዝተገለፁ ግልጋሎታት ክረክብ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕትመት ስራሕቲስራሕቲ ሓለዋ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ፋብሪካ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህባ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ስራሕቲ ሓለዋ
ኩባንያና መስፍን ብረታ ብረት እና ኢንጂነሪንግ ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ብዕደጋ መሕተቲ ሰነድ ቑጽሪ 466308 ዝተሓተተ ዝተፈላለዩ ናይ ድሕነት መከላከሊ/Safety Materials / ኣቑት ዝርዝር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት