ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ድሕንነት ንምኽባርን በቲ ዓይነት ስራሕ ብማሕበር ንተወደቡ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 9, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 16, 2018 09:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ናይቲ ህንፃ ንብረትን ኣብቲ ሀንፃ ዝርከቡ ገዛውቲን ኣቑሑትን ብዝግባእ ንምሕላውን ናይቲ ኮምፕሌክስ ህንፃ ድሕንነት ንምኽባርን በቲ ዓይነት ስራሕ ብማሕበር ንተወደቡ ኣካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ!

ብሓለዋ መዳዩ በቲ ዓይነት ስራሕ ተወዲቦም ክሰርሑ ዝኸእለን ፍቃድ ዘለዎምን ትካላት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ስለዝደሊ ብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ኣካላት ናይቲ ህንፃ ገዛውቲ ኣብ ግምት ብምእታው ንኸትወዳደሩ እናፀዋዕና ስፒኦ (CPO) ብር 10,000.00 ዝምለስ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ሰነድ ንኸትወስዱ ንዕድም:: እዚ ናይ ውድድር ጨረታ ዝፀንሓሉ ካብ ጥሪ 7/2018 ክሳብ 16/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ምዃኑ እናገለፅና ተጫረቲ ናይ መወዳደሪ ቅጥዕታት ኣቐዲሙኩም ክትወስዱ ከምተኸእሉ እናገለፅና ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 16/5/2018 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ሙዃኑ ንገልፅ::

ማሕበርና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለው እዩ::

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ቤ ፅሕፈት 034-441-53-16

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s