... ቅሓ ፒትኮክ ኦምፕርትድ በዝሒ 22 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ንሕጋዊያን ኣቅረብቲ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2018 (ቅድሚ 4 ሰዓት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 09:45 ቅደሚ ሰዓት (19 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
... ይ መኪና ጐማን ባትሪን ፣ናይ ተሸከርከርቲ ዘይትን ቅብኣትን ፣ ሙሉእ ሞተር ሳይክልን ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቁሑትን፣ ሙሉእ ሳይክልን ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑትን፣ብረት ቱቦ መገጣጠምትን ቆፀርቲ ማይ ኣቑሑትን ፣ ከምኡውን HDPEን PPRን ቱቦን መገጣጠምቲ ኣቁሑታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2018 (ቅድሚ ሓደ መዓልቲ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 08:30 ደ/ሰዓት (9 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልመለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክልኬሚካልን ሪኤጀንትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትንዕድጊት ሞተርሳይክልቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ
... ፀ ኣቕሓ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 (2 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 11:00 ደ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንናይ ምህንድስና ኣቁሑት
... ዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቑሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 25, 2018 (3 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 30, 2018 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ዳርጋ 1 መዓልቲ ቐርዩዎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
... ዌልደር ከምእ'ውን ጓንቲ ሌዘር ሓፂር ናይ ማሽኒስት ተደላይ ዓይነት ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2018 (7 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (6 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት
... ቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 (14 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (3 መዓልቲ ይተርፎ)ቦታ:ኣክሱምጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን
ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ገዛ ኣቁሑት (Comping Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ #HF ብምትሕብባር ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት IDP CENTER multi sectoria| support in the site ብኬንዳ ዝስራሕ ሓጹር መስርሒ ዝውዕል ንብረት ከም ቆርቆሮ ፣ ሲሚንቶ ፣መስማር ፣ ቀለም ፤ተንዲኖ ፤ፋይዝት ... ወዘተ ዝኣመሰሉ ንብረታት ዉዕሊ ኣሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየትዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2018 (18 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
ቤት ማዛጋጃ ከተማመኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት፣ ኤሌክትሮኒክስ፥ ናይ ግብርናን ኮንትራክሽንን መሳርሒ ኣቑሑት ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለናዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 9, 2018 (19 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 24, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መኮኒጨረታ መደብ:ሕርሻ መሺነሪኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣፅቢ እንዳስሰላሴ ነዚ ስዒቡ ዘሎ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 7, 2018 (21 መዓልቲ ገይሩ)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:Atsbiጨረታ መደብ:ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮምፒተርን ተዛመድቲ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክልናይ ቢሮ ፈርኒቸርናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ሕትመት ስራሕቲናይ ሕትመት ኣቁሑትን